ኡራጓይ

ናይ ደቡብ ኣመሪካ ሃገር


ኡራጓይ (ብስፓኒሽUruguay)፣ ወግዓዊ ምብራቓዊት ሪፓብሊክ ኡራጓይ (ብስፓኒሽ፥ República Oriental del Uruguay)፣ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ናይ ደቡብ ኣመሪካ ክፋል እትርከብ ሃገር እዩ። ርእሲ ከተማ ሞንቴቪዴዮ ኢያ።

ምብራቓዊት ሪፓብሊክ ኡራጓይ
República Oriental del Uruguay

ኡራጓይ ባንዴራ ኡራጓይ አርማ
ባንዴራ አርማ
ሃገራዊ መዝሙር፦  Himno Nacional de Uruguay

ኡራጓይቦታ
ኡራጓይ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ናይ ደቡብ ኣመሪካ
ርእሲ ከተማ ሞንቴቪዴዮ
ወግዓዊ ቋንቋ ስፓኒሽ
መንግስቲ
ፕረሲደንት
ፕረዚደንታዊ ሪፓብሊክ
ሉዊስ ኣልቤርቶ ላካየ ፖው
መሬት ሰፊሕ
ጠቕላላ (ካሬ ኪ.ሜ.)
 
176,215 (89)
ብዝሒ ህዝቢ
2019 ግምት
 
3,518,552
ገንዘብ ኡራጓያዊ ፔሶ
ሰዓት ዞባ UTC –3
ስራሕ ኮድ +598
ናይ ኢንተርነት ግዝኣት .uy