ኢንዶኔስያ

Republic of Indonesia
(ባንዴራ) (ኣርማ)
ርእሲ ከተ ጃካርታ
ቋንቋ ሃገር ባሃሳ ኢንዶኔስያ
ባጤራ ሩፓይህ (Rp)
ተቀመጥቲ 237,424,363

ኢንዶስያ፣ ሓንቲ ሃገር ኮይና፣ ኣብ ኣስያ ትርከብ። ርእሲ ከማ ናይ ኢንዶኔስያ ጃካርታትበሃል። ኣብ 16.000 ዝተመቀለት ደሴት ድማ እያ። ቋንቋ ባሃሳ ኢንዶኔስያ ድማ ይዛረቡ። ልዕሊ 16.000 ሽሕ ሰባት ድማ ይቅመጥዋ። ባንዴራ ኢንዶኔስያ ካብ ክልተ ሕብሪ ተሰሪሓ ትርከብ። ቀይሕን ብጫን። ዝበዘሐ ክፋል ሰባት ሃይማኖት ድማ ኣስላም እዩ።