ኢጣልያ

ናይ ኤውሮጳ ሃገር

ኢጣልያ (ብኢጣልያንኛItalia)፣ ወግዓዊ ኢጣልያዊት ሪፓብሊክ (ብኢጣልያንኛ፦ Repubblica Italiana)፣ ኣብ ኤውሮጳ ሃገር እያ። ርእሰከተማኣ ከኣ ሮማ (Roma) ትበሃል። ጥልያን ካብተን ቀዳሞ ኣባላት ውድብ ሕብረት ኤውሮጳ እያ።

ኢጣልያዊት ሪፓብሊክ
Repubblica Italiana
ናይ ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣባል ሃገር

Flag of Italy.svg
ባንዴራ
Emblem of Italy.svg
ኣርማ

ሃገራዊ መዝሙርIl Canto degli Italiani

EU-Italy.svg

ርእሰ ከተማ ሮማ
ወግዓዊ ቋንቋ ኢጣልያንኛ
ዜግነት ህዝቢ ኢጣልያዊ፣ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፓርላማዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ሰርጆ ማታሬላ
ሰፊሕ መሬት 71ይ ቦታ
 • ጠቕላላ 301,340 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 2,4
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2020) 62,402,659 ተቐመጥቲ
ባጤራ ዩሮ (€)
ናይ ግዜ ዞባ CET +1
 • ኣብ ክረምቲ CEST +2
ናይ ኢንተርነት ዓውዲ .it
ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ +39