ኣርጀንቲና

ኣብ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር

ኣርጀንቲና (ብስጳንኛArgentinaኣደማምጻ፦ /ኣርሄንቲና/ ( ስማዕ))፣ ብወግዒ ሪፓብሊክ ኣርጀንቲና (ብስጳንኛRepública Argentinaኣደማምጻ፦ /ረፑብሊካ ኣርሄንቲና/)፣ ኣብ ደቡባዊ ሸነኽ ናይ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ምስ ኣትላንቲካዊ ውቅያኖስ እትዳወብ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማብወኖስ ኣይረስ እያ።

ሪፓብሊክ ኣርጀንቲና
República Argentina


ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን


ሃገራዊ ጭርሖEn Unión y Libertad
(«ኣብ ሕብረትን ናጽነትን»)
ሃገራዊ መዝሙርHimno Nacional Argentino

ርእሰ ከተማ ብወኖስ ኣይረስ
ኣርማ ከተማ ብወኖስ ኣይረስ።
ኣርማ ከተማ ብወኖስ ኣይረስ።

34°35′59″ደ 58°22′55″ምዕ / -34.599722222222, -58.381944444444 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ስጳንኛ (ብተግባር)
ዜግነት ህዝቢ ኣርጀንቲናዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፈደራላዊት ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ኣልበርቶ ፈርናንደዝ
ሓጋጊ ኣካል ጉባኤ ሃገር ኣርጀንቲና ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ናጽነት
 • ኣዊጁ
 • ኣፍልጦ ረኺቡ
ካብ ስጳኛ
9 ሓምለ 1816 (207 ዓመታት)
9 ሓምለ 1859 (164 ዓመታት)
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 2,780,400 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 1,1
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2022) 46,245,668 ተቐመጥቲ
ባጤራ ፔሶ ($)
ዞባ ግዜ UTC -3
ኮድ ኣይሶ 032/ARG/AR
ዓውዲ ኢንተርነት .ar
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +54
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ ARG ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን