ካራካስ

ርእሰ ከተማ ቬኔዝዌላ

ካራካስ (ብስጳንኛCaracas)፣ ርእሰ ከተማን ዝዓበየት ከተማን ቬኔዝዌላ እያ። ካብ መበል 19 ዘመን ከም ማእከል ፖለቲካውን ቁጠባውን ሓይሊ ቬኔዝዌላ ተቖጺራ እያ።

ካራካስ
ርእሰ ከተማ ቬኔዝዌላ



ባንዴራ

ኣርማ

ጭርሖMuy Noble y Leal Ciudad
መዝሙርMarcha a Caracas
ካራካስ ዝርኸብ ኣብ ቬኔዝዌላ
ካራካስ
ካራካስ
ከባቢ ካራካስ ኣብ ቬኔዝዌላ
Map
ከተማዊ ከባቢ ካራካስ
መስተማእዛኒታት 10°30′00″ሰ 66°56′00″ምዕ / 10.5, -66.933333333333
ኣካል ርእሰ ከተማ ቬኔዝዌላ
 • ሃገር ባንዴራ ቬኔዝዌላ ቬኔዝዌላ
 • ፈደራላዊ ኣካላት

ርእሰ ከተማዊ ወረዳ

ሚራንዳ
 • ምምሕዳር ከተማታት ሊበርታዶርባሩታቻካውኤል ሃትዮሱክረ
ሓለቓ መንግስቲ ናሁም ፈርናንደዝ
ታሪኻዊ ፍጻሜታት  
 • መሰረት 25 ሓምለ 1567 (456 ዓመታት)
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 784 ትርብዒት ኪ.ሜ.
ብዝሒ ህዝቢ  (2017)  
 • ጠቕላላ 2,245,744 ተቐመጥቲ
 • ጻዕቂ 15,774 ተቐመጥቲ/ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ርእሰ ከተማዊ 2,923,959 ተቐመጥቲ
ስም ተቐመጥቲ ካራቀንያዊ/ -ት (ስጳንኛካራቀኞ (ተባዕታይ)፣ ካራቀኛ (ኣንስታይ))
ዞባ ግዜ UTC-4
ጶስጣዊ ኮድ 1010-A
ኮድ ከባቢ 212
ኣይሶ 3166-2 VE-AVE-M
ማንታ ምስ
ወግዓዊት መርበብ ሓበሬታ

መርበብ ኣመዓራርይ

ወግዓዊት መርበብ ሓበሬታ