ቬኔዝዌላ

ሃገር ኣብ ደቡብ ኣመሪካ

ቬኔዝዌላ (ብስጳንኛVenezuela)፣ ወግዓዊት ቦሊቫርያዊት ሪፓብሊክ ቬኔዝዌላ (ብስጳንኛRepública Bolivariana de Venezuela)፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ልኡላዊት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማካራካስ እያ።

ቦሊቫርያዊት ሪፓብሊክ ቬኔዝዌላ
República Bolivariana de Venezuela

Flag of Venezuela.svg
ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
Escudo de Armas de Venezuela 2006.png

ሃገራዊ ጭርሖDios y Federación
(«ኣምላኽን ፈደረሽንን»)
ሃገራዊ መዝሙርGloria al Bravo Pueblo

Venezuela Orthographic Map.svg

ርእሰ ከተማ ካራካስ
Coat of arms of Caracas.svg

10°30′00″ሰ 66°56′00″ምዕ / 10.5, -66.933333333333 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ስጳንኛ
ዜግነት ህዝቢ ቬኔዝዌላዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፕረዚደንታዊት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ኒኮላስ ማዱሮ
(ብኸፊል ተፈላጥነት ረኺቡ)
ህዋን ጓይዶ
(ብኸፊል ተፈላጥነት ረኺቡ)
ሓጋጊ ኣካል ሃገራዊ ባይቶ ቬኔዝዌላ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ናጽነት
 • ካብ ስጳኛ
 • ካብ ዓባይ ኮሎምብያ

5 ሓምለ 1811
13 ጥሪ 1830
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 916,445 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 3.2
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2020) 28,644,603 ተቐመጥቲ
ባጤራ ቦሊቫር (VES)
ዞባ ግዜ UTC -4
ኮድ ኣይሶ 862 / VEN / VE
ዓውዲ ኢንተርነት .ve
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +58
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ VEN ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን