ኮሎምብያ

ኣብ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር

ኮሎምብያ (ብስጳንኛColombia)፣ ወግዓዊት ሪፓብሊክ ኮሎምብያ (ብስጳንኛRepública de Colombia)፣ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ደቡባዊ ኣመሪካ እትርከብ ምስ ባሕሪ ካሪበያ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማቦጎታ እያ።

ኮሎምብያ




ሃገራዊ ጭርሖLibertad y orden
ሃገራዊ መዝሙር¡Oh Gloria Inmarcesible!

ርእሰ ከተማ ቦጎታ

4°36′35″ሰ 74°04′54″ምዕ / 4.60971, -74.08175 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ስጳንኛ
ዜግነት ህዝቢ ኮሎምብያዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ
ሓጋጊ ኣካል ጉባኤ ሪፓብሊክ ኮሎምብያ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ናጽነት
 • ምእዋጅ
 • ምቕባል
ካብ ስጳኛ
20 ሓምለ 1810 (213 ዓመታት)
7 ነሓሰ 1819 (204 ዓመታት)
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 1,141,748 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 8.8
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2021) 51,049,498 ተቐመጥቲ
ባጤራ ፔሶ ($) (COP)
ዞባ ግዜ UTC –5
ዓውዲ ኢንተርነት .co
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +57
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ COL ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን