ዩክሬን

ሃገር ኤውሮጳ
(ካብ ዩክረይን ተሰጋጊሩ)

ዩክሬን (ብዩክሬንኛ፦ Українаኣደማምጻ፦ /ኡክራይና/ ( ስማዕ))፣ ኣብ ምብራቕ ኤውሮጳ እትርከብ ልኡላዊት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኪየቭ እያ። ወግዓዊ ቋንቋ ዩክሬን ቋንቋ ዩክሬንኛ እዩ ዓብላሊ ሃይማኖት ከኣ ኦርቶዶክስ ክርስትና እዩ።

ዩክሬን
Україна  (ዩክሬንኛ)
ኡክራይና


ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን


ሃገራዊ መዝሙር፦ Ще не вмерла Українa
ስጨ ኔ ቭመርላ ኡክራይና
(ብዩክሬንኛ፦ «ዩክሬን ገና ኣይጠፍአትን»)

ርእሰ ከተማ ኪየቭ

50°27′00″ሰ 30°31′25″ምብ / 50.45, 30.523611111111 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ዩክሬንኛ
ዜግነት ህዝቢ ዩክሬናዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፍርቂ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ቮሎዲሚር ዘለንስኪ
ሓጋጊ ኣካል Verkhovna Rada ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
መሰረት

24 ነሓሰ 1991
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 603,628 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 7
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2022) 41,167,336 ተቐመጥቲ
ባጤራ ህሪቭንያ (₴፣ UAH)
ዞባ ግዜ EET (UTC +2)
ኮድ ኣይሶ 804 / UKR / UA
ዓውዲ ኢንተርነት .ua፣ .укр
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +380
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ UKR ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን