Open main menu
Flag of Italy.svg

ጣልያን (ሪፓብሊካ ጣልያን; Reppublica Italiana) ኣብ ኤውሮጳ ሃገር እያ። ርእሰከተማኣ ከኣ ሮማ (Roma) ትበሃል። ጥልያን ካብተን ቀዳሞ ኣባላት ውድብ ሕብረት ኤውሮጳ እያ።