4 ሓምለ 2018
- 19:4919:49, 4 ሓምለ 2018 ለውጢ ታሪኽ +60 ሓ ሰንዓፈ ኣብ ደቡብ ኤርትራ ትርከብ ከተማ እያ፣ ካብ ኣስመራ ንሸነኽ ደቡብ ን135 ኪሎሜተር ርሒቓ ኣብ ዞባ ደቡብ ትርከብ ሰንዓፈ ብንእሸተይ ከተማን ብኻልኦት ነኣሽቱ ገጠራትን ሓውሲ ከተማታትን ተኸቢባ ትርከብ። ከምኡ እውን ታሪኻዊያን ቦታታት ከም በዓል፥ ከስከሰ፣ መጠራ፣ በለውከለው ከም ታሪኻዊያ ናይ ጥንቲ ደብሪ እንዳጻድቃን፣ እንዳ ኣቡነ ሊባኖስ ሓቚፋ ትርከብ ከም ዓበይትን ግሩማትን እምባታት፤ በዓል እምባ ታሪኻ፣ እምባ ሶይራ፣ እምባ ፋርክላ፣ እምባ ሳይም ተኸቢባ ትርከብ ሰንዓፈ ንኽትነረላ ትበሃክ ምችእቲ ከተማ እያ። መፈለጥታታት፦ ኣርትዖት ካብ ሞባይል Mobile web edit