ኣርጀንቲና
ኣብ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር
(ካብ Argentina ተሰጋጊሩ)
ኣርጀንቲና (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.፣ ኣደማምጻ፦ /ኣርሄንቲና/ ( ስማዕ))፣ ብወግዒ ሪፓብሊክ ኣርጀንቲና (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.፣ ኣደማምጻ፦ /ረፑብሊካ ኣርሄንቲና/)፣ ኣብ ደቡባዊ ሸነኽ ናይ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ምስ ኣትላንቲካዊ ውቅያኖስ እትዳወብ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ብወኖስ ኣይረስ እያ።
ሪፓብሊክ ኣርጀንቲና Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'. | ||||
---|---|---|---|---|
| ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ En Unión y Libertad («ኣብ ሕብረትን ናጽነትን») | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ Himno Nacional Argentino | ||||
ርእሰ ከተማ |
ብወኖስ ኣይረስ 34°35′59″ደ 58°22′55″ምዕ / -34.599722222222, -58.381944444444 | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ስጳንኛ (ብተግባር) | |||
ዜግነት ህዝቢ | ኣርጀንቲናዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፈደራላዊት ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ | |||
• ፕረዚደንት | ኣልበርቶ ፈርናንደዝ | |||
ሓጋጊ ኣካል | ጉባኤ ሃገር ኣርጀንቲና | |||
ናጽነት • ኣዊጁ • ኣፍልጦ ረኺቡ |
ካብ ስጳኛ 9 ሓምለ 1816 (208 ዓመታት) 9 ሓምለ 1859 (165 ዓመታት) | |||
ስፍሓት | ||||
• ጠቕላላ | 2,780,400 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
• ማይ (%) | 1,1 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2022) | 46,245,668 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ፔሶ ($) | |||
ዞባ ግዜ | UTC -3 | |||
ኮድ ኣይሶ | 032/ARG/AR | |||
ዓውዲ ኢንተርነት | .ar | |||
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ | +54 | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | ARG | |||