ካራካስ
ርእሰ ከተማ ቬኔዝዌላ
(ካብ Caracas ተሰጋጊሩ)
ካራካስ (ብስጳንኛ፦ Caracas)፣ ርእሰ ከተማን ዝዓበየት ከተማን ቬኔዝዌላ እያ። ካብ መበል 19 ዘመን ከም ማእከል ፖለቲካውን ቁጠባውን ሓይሊ ቬኔዝዌላ ተቖጺራ እያ።
ካራካስ | |||||||||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ርእሰ ከተማ ቬኔዝዌላ | |||||||||
| |||||||||
| |||||||||
ጭርሖ፦ Muy Noble y Leal Ciudad | |||||||||
መዝሙር፦ Marcha a Caracas | |||||||||
ከባቢ ካራካስ ኣብ ቬኔዝዌላ | |||||||||
ከተማዊ ከባቢ ካራካስ | |||||||||
መስተማእዛኒታት | 10°30′00″ሰ 66°56′00″ምዕ / 10.5, -66.933333333333 | ||||||||
ኣካል | ርእሰ ከተማ ቬኔዝዌላ | ||||||||
• ሃገር | ቬኔዝዌላ | ||||||||
• ፈደራላዊ ኣካላት | ሚራንዳ | ||||||||
• ምምሕዳር ከተማታት | ሊበርታዶር፣ ባሩታ፣ ቻካው፣ ኤል ሃትዮ፣ ሱክረ | ||||||||
ሓለቓ መንግስቲ | ናሁም ፈርናንደዝ | ||||||||
ታሪኻዊ ፍጻሜታት | |||||||||
• መሰረት | 25 ሓምለ 1567 (457 ዓመታት) | ||||||||
ስፍሓት | |||||||||
• ጠቕላላ | 784 ትርብዒት ኪ.ሜ. | ||||||||
ብዝሒ ህዝቢ (2017) | |||||||||
• ጠቕላላ | 2,245,744 ተቐመጥቲ | ||||||||
• ጻዕቂ | 15,774 ተቐመጥቲ/ትርብዒት ኪ.ሜ. | ||||||||
• ርእሰ ከተማዊ | 2,923,959 ተቐመጥቲ | ||||||||
ስም ተቐመጥቲ | ካራቀንያዊ/ -ት (ስጳንኛ፦ ካራቀኞ (ተባዕታይ)፣ ካራቀኛ (ኣንስታይ)) | ||||||||
ዞባ ግዜ | UTC-4 | ||||||||
ጶስጣዊ ኮድ | 1010-A | ||||||||
ኮድ ከባቢ | 212 | ||||||||
ኣይሶ 3166-2 | VE-A፣ VE-M | ||||||||
ማንታ ምስ | |||||||||
ወግዓዊት መርበብ ሓበሬታ | |||||||||