ኤኳዶር
ኣብ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር
(ካብ Ecuador ተሰጋጊሩ)
ኤኳዶር (ብስጳንኛ፦ Ecuador)፣ ወግዓዊ ሪፓብሊክ ኤኳዶር (ብስጳንኛ፦ República del Ecuador)፣ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ናይ ደቡባዊ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር እያ። ርእሲ ከተማ ኪቶ እያ።
ኤኳዶር | ||||
---|---|---|---|---|
| ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ Dios, Patria y Libertad («ኣምላኽ፣ ዓደቦን ናጽነትን») | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ ¡Salve, oh patria! | ||||
ርእሰ ከተማ |
Quito 0°13′12″ደ 78°30′45″ምዕ / -0.22, -78.5125 | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ስጳንኛ | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ | |||
ሓጋጊ ኣካል | National Assembly | |||
ናጽነት |
10 ነሓሰ 1809 24 ግንቦት 1822 13 ግንቦት 1830 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2020) | 17589674 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ኣመሪካዊ ዶላር ($) | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | ECU | |||