ዩክሬን
ሃገር ኤውሮጳ
(ካብ Ykpaiha ተሰጋጊሩ)
ዩክሬን (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.፣ ኣደማምጻ፦ /ኡክራይና/ ( ስማዕ))፣ ኣብ ምብራቕ ኤውሮጳ እትርከብ ልኡላዊት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ኪየቭ እያ። ወግዓዊ ቋንቋ ዩክሬን ቋንቋ ዩክሬንኛ እዩ ዓብላሊ ሃይማኖት ከኣ ኦርቶዶክስ ክርስትና እዩ።
ዩክሬን Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'. (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.) ኡክራይና | ||||
---|---|---|---|---|
| ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ Ще не вмерла Українa ስጨ ኔ ቭመርላ ኡክራይና (ብዩክሬንኛ፦ «ዩክሬን ገና ኣይጠፍአትን») | ||||
ርእሰ ከተማ |
ኪየቭ 50°27′00″ሰ 30°31′25″ምብ / 50.45, 30.523611111111 | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ዩክሬንኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ዩክሬናዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፍርቂ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ | |||
• ፕረዚደንት | ቮሎዲሚር ዘለንስኪ | |||
ሓጋጊ ኣካል | Verkhovna Rada | |||
መሰረት፦ • ናጽነት |
24 ነሓሰ 1991 | |||
ስፍሓት | ||||
• ጠቕላላ | 603,628 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
• ማይ (%) | 7 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2022) | 41,167,336 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ህሪቭንያ (₴፣ UAH) | |||
ዞባ ግዜ | EET (UTC +2) | |||
ኮድ ኣይሶ | 804 / UKR / UA | |||
ዓውዲ ኢንተርነት | .ua፣ .укр | |||
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ | +380 | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | UKR | |||