ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን
ፖለቲካዊ ሰልፊ ኤርትራ
(ካብ ህግደፍ ተሰጋጊሩ)
ኣብዚ እዋን እዚ፣ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን (ህግደፍ) ኣብ ኤርትራ እንኮ ሕጋዊ ፖለቲካዊ ሰልፊ እዩ። ብኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝምራሕ ኮይኑ፣ ብግዲኡ መራሒ ሃገር እዩ። ብለካቲት 1994 ኣብ ዘካየዶ ሳልሳይ ጉባኤኡ፣ ስሙ ናብዚ ሕጂ ዘሎ ዝቐየረ ማርክሳዊ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ከም ተካኢ እዩ ዝቑጸር። እቲ ትካል፣ ንኤርትራውያን ሃገራውያን፣ ማሕበራዊ ደርቦም ብዘየገድስ፣ ኣብ ሓደ ዘራኽብ፣ ሰፊሕ መሰረት ዘለዎ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ክኸውን ዝዓለመ እዩ።
ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን | ||
---|---|---|
ፕረዚደንት | ኢሳይያስ ኣፈወርቂ | |
ዋና ጸሓፊ/ት | ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ | |
ኣፈ ጉባኤ ባይቶ | የማነ ገብረኣብ | |
መሰረት | ለካቲት 1994 | |
ቅድሚኡ | ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ | |
ስነ ሓሳብ |
ፍጹም ምልካዊ ስርዓት ኤርትራዊ ሃገራውነት ዓለማውነት ማሕበርነት | |
ዋና ቤት ጽሕፈት | ኣስመራ፣ ኤርትራ | |
ሃገር | ኤርትራ | |
ውዳበ መንእሰያት | መንእሰያት ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን | |
ሃገራዊ ባይቶ |
75/150 | |
መርበብ ሓበሬታ | www.shaebia.org/index.php | |