ቬንዙዌላ

ናይ ደቡብ ኣመሪካ ሃገር
(ካብ ቨኒዙአላ ዝተሓላለፈ)


ቬንዙዌላ (ብስፓኒሽVenezuela)፣ ወግዓዊ ቦሊቫርያዊት ሪፓብሊክ ቬንዙዌላ (ብስፓኒሽ፥ República Bolivariana de Venezuela)፣ ኣብ ሰሜን ናይ ደቡብ ኣመሪካ ሃገር እዩ። ርእሲ ከተማ ካራካስ ኢያ።

ቦሊቫርያዊት ሪፓብሊክ ቬንዙዌላ
República Bolivariana de Venezuela

ቬንዙዌላ ባንዴራ ቬንዙዌላ አርማ
ባንዴራ አርማ
ሃገራዊ መዝሙር፦  Gloria al Bravo Pueblo

ቬንዙዌላቦታ
ቬንዙዌላ ብሰሜን አመሪካ ሰሜናዊ ዶብ ትርከብ
ርእሲ ከተማ ካራካስ
ወግዓዊ ቋንቋ ስፓኒሽ
መንግስቲ
ፕረሲደንት
ፕረዚደንታዊ ሪፓብሊክ
ኒኮላስ ማዱሮ
መሬት ሰፊሕ
ጠቕላላ (ካሬ ኪ.ሜ.)
 
916,445 (32)
ብዝሒ ህዝቢ
2019 ግምት
 
28,067,000
ገንዘብ ፐትሮ፣ ቦሊቫር ሶበራኖ
ሰዓት ዞባ UTC –4
ስራሕ ኮድ +58
ናይ ኢንተርነት ግዝኣት .ve