ቬኔዝዌላ
ኣብ ሰሜናዊ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር
(ካብ ቨንዝዌላ ተሰጋጊሩ)
ቬኔዝዌላ (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.)፣ ብወግዒ ቦሊቫርያዊት ሪፓብሊክ ቬኔዝዌላ (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.)፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ልኡላዊት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ካራካስ እያ።
ቦሊቫርያዊት ሪፓብሊክ ቬኔዝዌላ Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'. | ||||
---|---|---|---|---|
ኣባል ሃገር ሕብረት ሃገራት ደቡብ ኣመሪካ | ||||
| ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ Dios y Federación («ኣምላኽን ፈደረሽንን») | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ Gloria al Bravo Pueblo | ||||
ርእሰ ከተማ |
ካራካስ 10°30′00″ሰ 66°56′00″ምዕ / 10.5, -66.933333333333 | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ስጳንኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ቬኔዝዌላዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፕረዚደንታዊት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ | |||
• ፕረዚደንት |
ኒኮላስ ማዱሮ (ብኸፊል ኣፍልጦ ረኺቡ) ህዋን ጓይዶ (ብኸፊል ኣፍልጦ ረኺቡ) | |||
ሓጋጊ ኣካል | ሃገራዊ ባይቶ ቬኔዝዌላ | |||
ናጽነት |
5 ሓምለ 1811 13 ጥሪ 1830 | |||
ስፍሓት | ||||
• ጠቕላላ | 916,445 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
• ማይ (%) | 3.2 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2022) | 28,866,000 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ቦሊቫር (VES) | |||
ዞባ ግዜ | UTC -4 | |||
ኮድ ኣይሶ | 862 / VEN / VE | |||
ዓውዲ ኢንተርነት | .ve | |||
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ | +58 | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | VEN | |||
ኣባልነት
| ||||
916,445 ትርብዒት ኪ.ሜ ስፍሓት መሬት ኣለዋ።
እቲ ሕጂ ቬኔዝዌላ ተባሂሉ ዝፍለጥ ግዝኣት ኣብ መንጎ ተቓውሞ ኣመሪንዳውያን ህዝብታት ብስጳኛ ብ1522 እያ ተገዚኣ።