ኤውሮጳ
ክፍለ ዓለም
(ካብ ኣውሮጳ ተሰጋጊሩ)
ኤውሮጳ ምሉእ ብምሉእ ኣብ ሰሜናዊ ንፍቀ ክቢ መብዛሕትኡ ከኣ ኣብ ምብራቓዊ ንፍቀ ክቢ እትርከብ ክፍለ ዓለም እያ።
ኤውሮጳ | ||
---|---|---|
ዜግነት ህዝቢ፦ ኤውሮጳዊ/ -ት | ||
ስፍሓት | 10,530,751 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |
ብዝሒ ህዝቢ | ||
• ግምት (2021) | 749,878,120[1] ተቐመጥቲ | |
• ጻዕቂ | 70 ተቐመጥቲ/ትርብዒት ኪ.ሜ. | |
ሃገራት |
50 ሃንጋሪ
ሉክሰምበርግ ሊትዌንያ ሊኽተንሽታይን ላትቭያ ማልታ ሞልዶቫ ሞናኮ ሞንተኔግሮ ሩማንያ ሩስያ ሪፓብሊክ ቸክ ሰሜን መቄዶንያ ሰርብያ ሳን ማሪኖ ስሎቫክያ ስሎቬንያ ስዊዘርላንድ ስጳኛ ሽወደን ቆጵሮስ ቡልጋርያ ቤላሩስ ቤልጅዩም ብሪጣንያ ቦዝንያን ሄርዘጎቪናን ኔዘርላንድ ኖርወይ ኢጣልያ ኣልባንያ ኣርሜንያ ኣንዶራ ኣዘርባጃን ኣየርላንድ ኣይስላንድ ኤስቶንያ ኦስትርያ ከተማ ቫቲካን ክሮኤሽያ ዩክሬን ደንማርክ ጀርመን ጆርጅያ ግሪኽ ፈረንሳ ፊንላንድ ፖላንድ ፖርቱጋል ከም ኣካል ኤውሮጳ ይቆጽራ'የን፦ ቱርኪካዛኪስታን | |
ጽግዕተኛታት | ||
ኣፍልጦ ዘይረኸባ ሃገራት | ||
ዞባዊ ቋንቋታት | ቋንቋታት ኤውሮጳ፦ ሩስኛ፣ ጀርመንኛ፣ ፈረንሳይኛ፣ እንግሊዝኛ፣ ስጳንኛ፣ ፖላንድኛ፣ ዩክሬንኛ፣ ሩማንኛ፣ ዳች፣ ቱርክኛ፣ ግሪኽኛ፣ ጥልያን፣ ወዘተ | |
ዞባ ግዜ |
UTC ምሉእ ዓመት UTC/UTC +1 ኣብ ክረምቲ UTC +1/UTC +2 ኣብ ክረምቲ UTC +2/UTC +3 ኣብ ክረምቲ UTC +3 ምሉእ ዓመት UTC +4 ምሉእ ዓመት UTC +5 ምሉእ ዓመት | |
ዓውዲ ኢንተርነት | .eu | |
ዞባዊ ውድባት | ኤውሮጳዊ ሕብረት፣ ቤት ምኽሪ ኤውሮጳ ወዘተ። | |
ኤውሮጳ ብስፍሓት ከባቢ ካልኣይቲ ዝነኣሰት ክፍለ ዓለም እያ።
ዝርዝር ሃገራትን ግዝኣታትን
ኣመዓራርይብተወሳኺ ርኣይ፦ ዝርዝር ልኡላውያን ሃገራትን ጽግዕተኛ ግዝኣታትን ኣብ ኤውሮጳ
ኤውሮጳ ብፖለቲካ ኣብ ሓምሳ ልኡላውያን ሃገራት፣ ሸሞንተ ሃገራት ውሱን ኣፍልጦ ዘለወን፣ ሽድሽተ ጽግዕተኛታት ግዝኣታት ከምኡውን ኣብ ሰለስተ ርእሰን ዝኸኣላ ዞባታት ኣብ ኤውሮጳዊ ሕብረት ተዋሃሂደን ትምቀል።
ልኡላውያን ሃገራት
ኣመዓራርይባንዴራ | ኣርማ | ስም/ወግዓዊ ስም | ተመስሪታ | ስፍሓት (ትርብዒት ኪ.ሜ.) |
ብዝሒ ህዝቢ | ተቐማጥቲ ብትርብዒት ኪ.ሜ. |
ርእሰ ከተማ | ወግዓዊ ቋንቋ(ታት) | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ሃንጋሪ | 1918 | 93,030 | 9,797,561 | 105.3 | ቡዳፐስት | ሃንጋርኛ | |||
2 | ሉክሰምበርግ ዓባይ ግዝኣተ መስፍን ሉክሰምበርግ |
1890 | 2,586 | 602,005 | 233.7 | ከተማ ሉክሰምበርግ |
ሉክሰምበርግኛ/ፈረንሳይኛ/ ጀርመንኛ | |||
3 | ሊትዌንያ ሪፓብሊክ ሊትዌንያ |
1991 | 65,300 | 2,800,667 | 45.8 | ቪልንዩስ | ሊትዌንኛ | |||
4 | ሊኽተንሽታይን ምድረ ልኡል ሊኽተንሽታይን |
1719 | 160 | 38,111 | 227 | ቫዱዝ | ጀርመንኛ | |||
5 | ላትቭያ ሪፓብሊክ ላትቭያ |
1991 | 64,589 | 1,925,800 | 34.3 | ሪጋ | ላትቭያኛ | |||
6 | ማልታ ሪፓብሊክ ማልታ |
1974 | 316 | 445,426 | 1,410 | ቫለታ | ማልትኛ/እንግሊዝኛ | |||
7 | ሞልዶቫ ሪፓብሊክ ሞልዶቫ |
1991 | 33,846 | 4,434,547 | 131.0 | ኪሺናው | ሩማንኛ | |||
8 | ሞናኮ ምድረ ልኡል ሞናኮ |
1861 | 2.020 | 38,400 | 18,713 | ሞናኮ-ቪል | ፈረንሳይኛ | |||
9 | ሞንተኔግሮ | 2006 | 13,812 | 642,550 | 45.0 | ፖድጎሪካ | ሞንተኔግርኛ | |||
10 | ሩማንያ | 1878 | 238,397 | 19,638,000 | 84.4 | ቡካረስት | ሩማንኛ | |||
11 | ሩስያ ፈደረሽን ሩስያ |
1547 | 17,098,246 | 144,526,636 | 8.4 | ሞስኮ | ሩስኛ | |||
12 | ሪፓብሊክ ቸክ | 1993 | 78,866 | 10,610,947 | 134 | ፕራግ | ቸክኛ | |||
13 | ሰሜን መቄዶንያ ሪፓብሊክ ሰሜን መቄዶንያ |
1991 | 25,713 | 2,103,721 | 80.1 | ስኮፕየ | መቄዶንኛ/ኣልባንኛ | |||
14 | ሰርብያ ሪፓብሊክ ሰርብያ |
1878 | 88,361 | 7,040,272 | 91.1 | በልግረይድ | ሰርብኛ | |||
15 | ሳን ማሪኖ ዝበዝሐት ሰላማዊት ሪፓብሊክ ሳን ማሪኖ |
1243 | 61.2 | 33,285 | 520 | ከተማ ሳን ማሪኖ | ጥልያን | |||
16 | ስሎቫክያ ስሎቫክያዊት ሪፓብሊክ |
1993 | 49,035 | 5,435,343 | 111.0 | ብራቲስላቫ | ስሎቫክኛ | |||
17 | ስሎቬንያ ሪፓብሊክ ስሎቬንያ |
1991 | 20,273 | 2,066,880 | 101.8 | ልዩብልያና | ስሎቬንኛ | |||
18 | ስዊዘርላንድ ኮንፈደረሽን ስዊዘርላንድ |
1815 | 41,285 | 8,401,120 | 202 | በርን | ጀርመንኛ/ፈረንሳይኛ/ ጥልያን/ሮማንሽ | |||
19 | ስጳኛ ንግስነት ስጳኛ |
1516 | 505,990 | 46,698,151 | 92 | ማድሪድ | ስጳንኛ/ካታላንኛ/ ጋሊስኛ/ባስክኛ | |||
20 | ሽወደን ንግስነት ሽወደን |
1523 | 450,295 | 10,151,588 | 22.5 | ስቶክሆልም | ሽወደንኛ | |||
21 | ቆጵሮስ ሪፓብሊክ ቆጵሮስ |
1960 | 9,251 | 1,170,125 | 123.4 | ኒኮስያ | ግሪኽኛ/ቱርክኛ | |||
22 | ቡልጋርያ ሪፓብሊክ ቡልጋርያ |
1991 | 110,910 | 7,101,859 | 64.9 | ሶፍያ | ቡልጋርኛ | |||
23 | ቤላሩስ ሪፓብሊክ ቤላሩስ |
1991 | 207,560 | 9,504,700 | 45.8 | ሚንስክ | ቤላሩስኛ/ሩስኛ | |||
24 | ቤልጅዩም ንግስነት ቤልጅዩም |
1830 | 30,528 | 11,358,357 | 372.06 | ብራስልስ | ዳች/ፈረንሳይኛ/ ጀርመንኛ | |||
25 | ብሪጣንያ ሕቡራት ምድረ ነገስት ዓባይ ብሪጣንያን ሰሜን ኣየርላንድን |
1801 | 244,820 | 66,040,229 | 270.7 | ሎንደን | እንግሊዝኛ/ዌልስኛ/ ስኮትላንዳዊ ጋኤልኛ/ኣየርላንድኛ | |||
26 | ቦዝንያን ሄርዘጎቪናን | 1992 | 51,129 | 3,531,159 | 68.97 | ሳራየቮ | ቦዝንያንኛ/ክሮኤሽኛ/ ሰርብኛ | |||
27 | ቱርኪ ሪፓብሊክ ቱርኪ |
1923 | 783,356 | 80,810,525 | 105 | ኣንካራ | ቱርክኛ | |||
28 | ኔዘርላንድ ንግስነት ኔዘርላንድ |
1815 | 41,543 | 17,271,990 | 414.9 | ኣምስተርዳም | ዳች | |||
29 | ኖርወይ ንግስነት ኖርወይ |
1905 | 385,203 | 5,295,619 | 15.8 | ኦስሎ | ኖርወይኛ | |||
30 | ኢጣልያ ኢጣልያዊት ሪፓብሊክ |
1861 | 301,338 | 60,589,445 | 201.3 | ሮማ | ጥልያን | |||
31 | ኣልባንያ ሪፓብሊክ ኣልባንያ |
1912 | 28,748 | 2,876,591 | 98.5 | ቲራና | ኣልባንኛ | |||
32 | ኣርሜንያ ሪፓብሊክ ኣርሜንያ |
1991 | 29,743 | 2,924,816 | 101.5 | የረቫን | ኣርሜንኛ | |||
33 | ኣንዶራ ምድረ ልኡል ኣንዶራ |
1278 | 468 | 77,281 | 179.8 | ኣንዶራ ላ ቬላ | ካታላንኛ | |||
34 | ኣዘርባጃን ሪፓብሊክ ኣዘርባጃን |
1991 | 86,600 | 9,911,646 | 113 | ባኩ | ኣዘርኛ | |||
35 | ኣየርላንድ ሪፓብሊክ ኣየርላንድ |
1937 | 70,280 | 4,761,865 | 67.7 | ደብሊን | ኣየርላንድኛ/እንግሊዝኛ | |||
36 | ኣይስላንድ | 1944 | 103,000 | 350,710 | 3.2 | ረይክያቪክ | ኣይስላንድኛ | |||
37 | ኤስቶንያ ሪፓብሊክ ኤስቶንያ |
1991 | 45,226 | 1,319,133 | 28 | ታሊን | ኤስቶንኛ | |||
38 | ኦስትርያ ሪፓብሊክ ኦስትርያ |
1918 | 83,858 | 8,823,054 | 104 | ቭየና | ጀርመንኛ | |||
39 | ከተማ ቫቲካን መንግስተ-ከተማ ቫቲካን |
1929 | 0.44 | 1,000 | 2,272 | ከተማ ቫቲካን | ላቲን/ጥልያን | |||
40 | ካዛኪስታን ሪፓብሊክ ካዛኪስታን |
1991 | 2,724,900 | 17,987,736 | 6.49 | ኑር-ሱልታን | ካዛክኛ/ሩስኛ | |||
41 | ክሮኤሽያ ሪፓብሊክ ክሮኤሽያ |
1991 | 56,542 | 4,284,889 | 75.8 | ዛግረብ | ክሮኤሽኛ | |||
42 | ዩክሬን | 1991 | 603,628 | 42,418,235 | 73.8 | ኪየቭ | ዩክሬንኛ | |||
43 | ደንማርክ ንግስነት ደንማርክ |
935 | 43,094 | 5,748,796 | 133.9 | ኮፐንሃገን | ዳንኛ/ፋሮኛ/ ግሪንላንድኛ | |||
44 | ጀርመን ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ጀርመን |
1871 | 357,168 | 82,800,000 | 232 | በርሊን | ጀርመንኛ | |||
45 | ጆርጅያ | 1991 | 69,700 | 3,718,200 | 53.5 | ትብሊሲ | ጆርጅኛ | |||
46 | ግሪኽ ሄለኒካዊት ሪፓብሊክ |
1832 | 131,957 | 10,768,477 | 82 | ኣቴንስ | ግሪኽኛ | |||
47 | ፈረንሳ ፈረንሳዊት ሪፓብሊክ |
843 | 547,030 | 67,348,000 | 116 | ፓሪስ | ፈረንሳይኛ | |||
48 | ፊንላንድ ሪፓብሊክ ፊንላንድ |
1918 | 338,455 | 5,509,717 | 16 | ሄልሲንኪ | ፊንኛ/ሽወደንኛ | |||
49 | ፖላንድ | 1918 | 312,685 | 38,422,346 | 123.5 | ዋርሳው | ፖላንድኛ | |||
50 | ፖርቱጋል ፖርቱጋላዊት ሪፓብሊክ |
1139 | 92,212 | 10,379,537 | 115 | ሊዝቦን | ፖርቱጊዝኛ | |||
ጠቕላላ | 10,180,000 | 743,000,000 | 73 |
መወከሲታት
ኣመዓራርይ- ↑ Lua error in ሞድዩል:Citation/CS1 at line 4390: attempt to index field 'date_names' (a nil value).