ርፒብሊክ ፖላንድ(ፖሊሽ: Polska) ሓንቲ ኣዝያ ዓባይ ሃገር ናይ ኤውሮጳ ኮይና፣ ኣስታት 39.000.000

Rzeczpospolita Polska

ርፑብሊክ ፖላንድ
(ባንዴራ)
(ኣርማ)
ኣገደስቲ ሓበሬታ
ብዝሒ ተቀመጥቲ 38,478,602 (2015)
ርእሲ ከተማ ዋርሳው
ቋንቋ ሃገር ፖሊሽ
ስፍሓት ሃገር 312,696 km2
ክፍለ ሃገር ኤውሮጳ
መስመር .pl
ኮድ ስልኪ +48

ሚልዮን ሰባት ይቅመጥዋ።ርእሲ ከተማ ናይ ፖላንድ, ዋርሳው ትበሃል. ፖላንድ ብ7 ሃገራት ተከቢባ ትርከብ።

ንሳተን ድማ፥ ጀርመን፣ ትየቼ፣ ስሎዋክ፣ ሩስያሊታወንዩክረይንቤላሩስን እየን። ቋንቋ ሃገር ናይ ፖላንድ

ፖሊሽ እዮ. ስፍሓት መሬት ናይ ፖላንድ ድማ 312,696 ስለ ዝኾነ ድማ፣ ሓንቲ ዓባይ ሃገር ናይ ኤውሮጳ እያ።