ኤውሮጳ

ክፍለ ዓለም

ኤውሮጳ ምሉእ ብምሉእ ኣብ ሰሜናዊ ንፍቀ ክቢ መብዛሕትኡ ከኣ ኣብ ምብራቓዊ ንፍቀ ክቢ እትርከብ ክፍለ ዓለም እያ።

ኤውሮጳ
ዜግነት ህዝቢ፦ ኤውሮጳዊ/ -ት
ኣፍሪቃኤስያኣመሪካኣመሪካቆጵሮስግሪኽኢጣልያማልታፍረንሳፖርቱጋልስጳኛግሪንላንድኣይስላንድኖርወይሽወደንፊንላንድኣየርላንድብሪጣንያኔዘርላንድቤልጅዩምደንማርክስዊዘርላንድኦስትርያጀርመንስሎቬንያክሮኤሽያሪፓብሊክ ቸክስሎቫክያሃንጋሪፖላንድሩስያሊቱዌንያላትቭያኤስቶንያቤላሩስሞልዶቫዩክረይንሰሜን መቄዶንያኣልባንያሞንተኔግሮቦዝንያን ሄርዘጎቪናንሰርብያቡልጋርያሩማንያጆርጅያኣርሜንያ
ስፍሓት 10,530,751 ትርብዒት ኪ.ሜ.
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2021) 749,878,120[1] ተቐመጥቲ
• ጻዕቂ 70 ተቐመጥቲ/ትርብዒት ኪ.ሜ.
ሃገራት
ጽግዕተኛታት
ኣፍልጦ ዘይረኸባ ሃገራት
ዞባዊ ቋንቋታት ቋንቋታት ኤውሮጳ ሩስኛጀርመንኛፈረንሳይኛእንግሊዝኛስጳንኛፖላንድኛዩክሬንኛሩማንኛዳችቱርክኛግሪኽኛጥልያን፣ ወዘተ
ዞባ ግዜ UTC ምሉእ ዓመት
UTC/UTC +1 ኣብ ክረምቲ
UTC +1/UTC +2 ኣብ ክረምቲ
UTC +2/UTC +3 ኣብ ክረምቲ
UTC +3 ምሉእ ዓመት
UTC +4 ምሉእ ዓመት
UTC +5 ምሉእ ዓመት
ዓውዲ ኢንተርነት .eu
ዞባዊ ውድባት ኤውሮጳዊ ሕብረትቤት ምኽሪ ኤውሮጳ ወዘተ።

ኤውሮጳ ብስፍሓት ከባቢ ካልኣይቲ ዝነኣሰት ክፍለ ዓለም እያ።

ዝርዝር ሃገራትን ግዝኣታትን ኣመዓራርይ

ኤውሮጳ ብፖለቲካ ኣብ ሓምሳ ልኡላውያን ሃገራት፣ ሸሞንተ ሃገራት ውሱን ኣፍልጦ ዘለወን፣ ሽድሽተ ጽግዕተኛታት ግዝኣታት ከምኡውን ኣብ ሰለስተ ርእሰን ዝኸኣላ ዞባታት ኣብ ኤውሮጳዊ ሕብረት ተዋሃሂደን ትምቀል።

ልኡላውያን ሃገራት ኣመዓራርይ

 
ባንዴራ ኣርማ ስም/ወግዓዊ ስም ተመስሪታ ስፍሓት
(ትርብዒት ኪ.ሜ.)
ብዝሒ ህዝቢ ተቐማጥቲ
ትርብዒት ኪ.ሜ.
ርእሰ ከተማ ወግዓዊ
ቋንቋ(ታት)
1       ሃንጋሪ 1918 93,030 9,797,561 105.3 ቡዳፐስት ሃንጋርኛ
2       ሉክሰምበርግ
ዓባይ ግዝኣተ መስፍን ሉክሰምበርግ
1890 2,586 602,005 233.7 ከተማ
ሉክሰምበርግ
ሉክሰምበርግኛ/ፈረንሳይኛ/
ጀርመንኛ
3       ሊትዌንያ
ሪፓብሊክ ሊትዌንያ
1991 65,300 2,800,667 45.8 ቪልንዩስ ሊትዌንኛ
4     ሊኽተንሽታይን
ምድረ ልኡል ሊኽተንሽታይን
1719 160 38,111 227 ቫዱዝ ጀርመንኛ
5       ላትቭያ
ሪፓብሊክ ላትቭያ
1991 64,589 1,925,800 34.3 ሪጋ ላትቭያኛ
6       ማልታ
ሪፓብሊክ ማልታ
1974 316 445,426 1,410 ቫለታ ማልትኛ/እንግሊዝኛ
7     ሞልዶቫ
ሪፓብሊክ ሞልዶቫ
1991 33,846 4,434,547 131.0 ኪሺናው ሩማንኛ
8     ሞናኮ
ምድረ ልኡል ሞናኮ
1861 2.020 38,400 18,713 ሞናኮ-ቪል ፈረንሳይኛ
9     ሞንተኔግሮ 2006 13,812 642,550 45.0 ፖድጎሪካ ሞንተኔግርኛ
10       ሩማንያ 1878 238,397 19,638,000 84.4 ቡካረስት ሩማንኛ
11     ሩስያ
ፈደረሽን ሩስያ
1547 17,098,246 144,526,636 8.4 ሞስኮ ሩስኛ
12       ሪፓብሊክ ቸክ 1993 78,866 10,610,947 134 ፕራግ ቸክኛ
13     ሰሜን መቄዶንያ
ሪፓብሊክ ሰሜን መቄዶንያ
1991 25,713 2,103,721 80.1 ስኮፕየ መቄዶንኛ/ኣልባንኛ
14     ሰርብያ
ሪፓብሊክ ሰርብያ
1878 88,361 7,040,272 91.1 በልግረይድ ሰርብኛ
15     ሳን ማሪኖ
ዝበዝሐት ሰላማዊት ሪፓብሊክ ሳን ማሪኖ
1243 61.2 33,285 520 ከተማ ሳን ማሪኖ ጥልያን
16       ስሎቫክያ
ስሎቫክያዊት ሪፓብሊክ
1993 49,035 5,435,343 111.0 ብራቲስላቫ ስሎቫክኛ
17       ስሎቬንያ
ሪፓብሊክ ስሎቬንያ
1991 20,273 2,066,880 101.8 ልዩብልያና ስሎቬንኛ
18     ስዊዘርላንድ
ኮንፈደረሽን ስዊዘርላንድ
1815 41,285 8,401,120 202 በርን ጀርመንኛ/ፈረንሳይኛ/
ጥልያን/ሮማንሽ
19       ስጳኛ
ንግስነት ስጳኛ
1516 505,990 46,698,151 92 ማድሪድ ስጳንኛ/ካታላንኛ/
ጋሊስኛ/ባስክኛ
20       ሽወደን
ንግስነት ሽወደን
1523 450,295 10,151,588 22.5 ስቶክሆልም ሽወደንኛ
21       ቆጵሮስ
ሪፓብሊክ ቆጵሮስ
1960 9,251 1,170,125 123.4 ኒኮስያ ግሪኽኛ/ቱርክኛ
22       ቡልጋርያ
ሪፓብሊክ ቡልጋርያ
1991 110,910 7,101,859 64.9 ሶፍያ ቡልጋርኛ
23     ቤላሩስ
ሪፓብሊክ ቤላሩስ
1991 207,560 9,504,700 45.8 ሚንስክ ቤላሩስኛ/ሩስኛ
24       ቤልጅዩም
ንግስነት ቤልጅዩም
1830 30,528 11,358,357 372.06 ብራስልስ ዳች/ፈረንሳይኛ/
ጀርመንኛ
25     ብሪጣንያ
ሕቡራት ምድረ ነገስት ዓባይ ብሪጣንያን ሰሜን ኣየርላንድን
1801 244,820 66,040,229 270.7 ሎንደን እንግሊዝኛ/ዌልስኛ/
ስኮትላንዳዊ ጋኤልኛ/ኣየርላንድኛ
26     ቦዝንያን ሄርዘጎቪናን 1992 51,129 3,531,159 68.97 ሳራየቮ ቦዝንያንኛ/ክሮኤሽኛ/
ሰርብኛ
27     ቱርኪ
ሪፓብሊክ ቱርኪ
1923 783,356 80,810,525 105 ኣንካራ ቱርክኛ
28       ኔዘርላንድ
ንግስነት ኔዘርላንድ
1815 41,543 17,271,990 414.9 ኣምስተርዳም ዳች
29     ኖርወይ
ንግስነት ኖርወይ
1905 385,203 5,295,619 15.8 ኦስሎ ኖርወይኛ
30       ኢጣልያ
ኢጣልያዊት ሪፓብሊክ
1861 301,338 60,589,445 201.3 ሮማ ጥልያን
31     ኣልባንያ
ሪፓብሊክ ኣልባንያ
1912 28,748 2,876,591 98.5 ቲራና ኣልባንኛ
32     ኣርሜንያ
ሪፓብሊክ ኣርሜንያ
1991 29,743 2,924,816 101.5 የረቫን ኣርሜንኛ
33     ኣንዶራ
ምድረ ልኡል ኣንዶራ
1278 468 77,281 179.8 ኣንዶራ ላ ቬላ ካታላንኛ
34     ኣዘርባጃን
ሪፓብሊክ ኣዘርባጃን
1991 86,600 9,911,646 113 ባኩ ኣዘርኛ
35       ኣየርላንድ
ሪፓብሊክ ኣየርላንድ
1937 70,280 4,761,865 67.7 ደብሊን ኣየርላንድኛ/እንግሊዝኛ
36     ኣይስላንድ 1944 103,000 350,710 3.2 ረይክያቪክ ኣይስላንድኛ
37       ኤስቶንያ
ሪፓብሊክ ኤስቶንያ
1991 45,226 1,319,133 28 ታሊን ኤስቶንኛ
38       ኦስትርያ
ሪፓብሊክ ኦስትርያ
1918 83,858 8,823,054 104 ቭየና ጀርመንኛ
39     ከተማ ቫቲካን
መንግስተ-ከተማ ቫቲካን
1929 0.44 1,000 2,272 ከተማ ቫቲካን ላቲን/ጥልያን
40     ካዛኪስታን
ሪፓብሊክ ካዛኪስታን
1991 2,724,900 17,987,736 6.49 ኑር-ሱልታን ካዛክኛ/ሩስኛ
41       ክሮኤሽያ
ሪፓብሊክ ክሮኤሽያ
1991 56,542 4,284,889 75.8 ዛግረብ ክሮኤሽኛ
42     ዩክሬን 1991 603,628 42,418,235 73.8 ኪየቭ ዩክሬንኛ
43       ደንማርክ
ንግስነት ደንማርክ
935 43,094 5,748,796 133.9 ኮፐንሃገን ዳንኛ/ፋሮኛ/
ግሪንላንድኛ
44       ጀርመን
ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ጀርመን
1871 357,168 82,800,000 232 በርሊን ጀርመንኛ
45     ጆርጅያ 1991 69,700 3,718,200 53.5 ትብሊሲ ጆርጅኛ
46       ግሪኽ
ሄለኒካዊት ሪፓብሊክ
1832 131,957 10,768,477 82 ኣቴንስ ግሪኽኛ
47       ፈረንሳ
ፈረንሳዊት ሪፓብሊክ
843 547,030 67,348,000 116 ፓሪስ ፈረንሳይኛ
48       ፊንላንድ
ሪፓብሊክ ፊንላንድ
1918 338,455 5,509,717 16 ሄልሲንኪ ፊንኛ/ሽወደንኛ
49       ፖላንድ 1918 312,685 38,422,346 123.5 ዋርሳው ፖላንድኛ
50       ፖርቱጋል
ፖርቱጋላዊት ሪፓብሊክ
1139 92,212 10,379,537 115 ሊዝቦን ፖርቱጊዝኛ
ጠቕላላ 10,180,000 743,000,000 73

መወከሲታት ኣመዓራርይ

  1. Lua error in ሞድዩል:Citation/CS1 at line 4390: attempt to index field 'date_names' (a nil value).