ኦርቶዶክሳዊ ቤት፣ክርስትያን ቅዱስ ጊዮርግስ ኣብ ዓዲ ቀይሕ
   ዓዲ ቐይሕ
  ከተማ ዞቧ ደቡብ
 
  ዓዲ ቐይሕ  ናይ ንግዲ ከተማ ኮይና ኣብ ኤርትራ, ፻፲ ኪሎሜተር ካብ ኣስመራ ሪሒቓ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ኤርትራ ትርከብ ከተማ እያ። ኣብ ናይ ፳፭፻ ሜትሮ ጽፍሒ ባሕሪ ተደኲና ትርከብ ምጭውቲ ከተማ ዓዲ ቐይሕ ከባቢ 40,000 ህዝቢ ዝቕመጥዋ ከተማ'ያ። ከም በዓል ቛሓይቶ ከምኡ ውን ተዀንዳዕ ዝ ኣመሰላ ታሪኻውያን ናይ ጥንቲ ከተማታት ጥቓ ከተማ ዓድቐይሕ እየን ዝርከባ። ቤት ትምህርቲ ኮለጅ ጥበብን ማሕበራዊ ስነፍልጠት, $17 ሚልዮን ዝውድአ መስርሒኡ ኰይኑ ኣብ ከተማ ዓድ ቐይሕ ይርከብ። 
ከተማ       ዓዲ ቐይሕ
ዞባ          ደቡብ
ብዝሒህዝቢ     40,000
ሃገረ         ኤርትራ
 
ቛንቛ        ትግርኛን፣ሳሆን
 
ብዝሒ ህዝቢ   40,000