ደቀምሓረ
ዞባ ደቡብ ኣከለጉዛይ

ደቀምሓረ ዓባይ ከተማ ሓንቲ ካብ ኤርትራ ኮይና። ኣርብዓ ኪሎሜተር ሪሒቓ ካብ ኣስመራ ብደቡባዊ ምብራቕ ትርከብ።

ደቀምሓረ

ከተማ ደቀምሓረ ኣብዚ ካርታ ብቀይሕ ነጥቢ ዘለዋ ቦታ ትርከብ, ኤርትራ ኣከለጉዛይ.


 ከተማ     ደቀምሓረ
 
 ዞባ      ደቡብ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ 
 
 ብዝሒ ህዝቢ   30,000
 
 ቛንቛ         ትግርኛ/ትግረ/ሳሆ/
 ቦታ        ከበሳ