ስጳኛ
ናይ ኤውሮጳ ሃገር
(ካብ ስፔን ዝተሓላለፈ)
ጅምር! እዚ ሓጺር ጽሑፍ ብዛዕባ ሃገር መሰረት ወይ መዋቕር እዩ። ሕጂ ዘርገሖ ትኽእል ኢኻ/ኺ! |
ስጳኛ (ብስጳንኛ፦ España)፣ ወግዓዊ ንግስነት ስጳኛ (ብስጳንኛ፦ Reino de España)፣ ኣብ ኤውሮጳ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ማድሪድ እያ።
ንግስነት ስጳኛ Reino de España | ||||
---|---|---|---|---|
ናይ ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣባል ሃገር | ||||
| ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ «Plus ultra» | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ Marcha Real | ||||
ርእሰ ከተማ | ማድሪድ | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ስጳንኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ስጳኛዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፓርላማዊ ንግስና | |||
• ንጉስ | ፈሊፐ ሻድሻይ | |||
ሓጋጊ ኣካል | ኮርተስ ሄነራለስ | |||
ሰፊሕ መሬት | 51ይ ቦታ | |||
• ጠቕላላ | 505,990 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
• ማይ (%) | 1.04 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2020) | 47,329,981 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ዩሮ (€) | |||
ናይ ግዜ ዞባ | CET (UTC+1) | |||
• ኣብ ክረምቲ | CEST (UTC+2) | |||
ናይ ኢንተርነት ዓውዲ | .es | |||
ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ | +34 |
ብፖርቱጋል፣ ፈረንሳን ሞሮኮን ድማ ተከቢባ ትርከብ።
ሽሕ ሰባት ኮይኖም። ባንዴራ ስጳኛ ካብ ክልተ ሕብርታት ትርከብ፣ ቀይሕን ብጫን።