ኣፍሪቃ
ክፍሊ ዓለም
(ካብ አፍሪቃ ተሰጋጊሩ)
ኣፍሪቃ ድሕሪ ኤስያን ኣመሪካን፣ ሳልሰይቲ ዝዓበየት ክፍለ ዓለም እያ።
ኣፍሪቃ | ||
---|---|---|
ዜግነት ህዝቢ፦ ኣፍሪቃዊ/ -ት | ||
ስፍሓት | 30,370,000 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |
ብዝሒ ህዝቢ | ||
• ግምት (2021) | 1,359,665,300[1] ተቐመጥቲ | |
• ጻዕቂ | 36.4 ተቐመጥቲ/ትርብዒት ኪ.ሜ. | |
ሃገራት |
54 ሊብያ
ላይበርያ ሌሶቶ ማሊ ማላዊ ማውሪሸስ ማውሪታንያ ማዳጋስካር ሞሮኮ ሞዛምቢክ ሩዋንዳ ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ ሪፓብሊክ ኮንጎ ሰነጋል ሱዳን ሲሸልስ ሳኦ ቶመን ፕሪንሲፐን ሴራ ልዮን ስዋዚላንድ ሶማልያ ቤኒን ቡርኪና ፋሶ ብሩንዲ ቦትስዋና ቱኒዝያ ታንዛንያ ቶጎ ኒጀር ናሚብያ ናይጀርያ ኡጋንዳ ኢትዮጵያ ኢኳቶርያል ጊኒ ኣልጀርያ ኣንጎላ ኣይቮሪ ኮስት ኤርትራ ካሜሩን ኬንያ ኬፕ ቨርደ ኮሞሮስ ዚምባብዌ ዛምብያ ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ደቡብ ሱዳን ደቡብ ኣፍሪቃ ጅቡቲ ጊኒ ጊኒ-ቢሳው ጋምብያ ጋቦን ጋና ግብጺ ጫድ | |
ኣፍልጦ ዘይረኸባ ሃገራት | ||
ዞባዊ ቋንቋታት | ዝርዝር ቋንቋታት | |
ዞባ ግዜ | UTC-1 ክሳዕ UTC+4 | |
ዞባዊ ውድባት | ኣፍሪቃዊ ሕብረት | |
ዝርዝር ሃገራትን ግዝኣታትን
ኣመዓራርይብተወሳኺ ርኣይ፦ ሃገራት ኣፍሪቃ
ልኡላውያን ሃገራት
ኣመዓራርይባንዴራ | ኣርማ | ስም/ወግዓዊ ስም | ተመስሪታ | ስፍሓት (ትርብዒት ኪ.ሜ.) |
ብዝሒ ህዝቢ | ተቐማጥቲ ብትርብዒት ኪ.ሜ. |
ርእሰ ከተማ | ወግዓዊ ቋንቋ(ታት) | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ሊብያ ሃገረ ሊብያ |
1947 | 1,759,540 | 6,541,948 | 3,1 | ትሪፖሊ | ዓረብኛ/በርበር | |||
2 | ላይበርያ ሪፓብሊክ ላይበርያ |
1847 | 111,369 | 4,299,944 | 39 | ሞንሮቭያ | እንግሊዝኛ | |||
3 | ሌሶቶ ንግስነት ሌሶቶ |
1966 | 301355 | 1,953,070 | 73 | ማሰሩ | እንግሊዝኛ/ሴሶቶ | |||
4 | ማሊ ሪፓብሊክ ማሊ |
1960 | 1,240,192 | 17,467,108 | 14 | ባማኮ | ፈረንሳይኛ | |||
5 | ማላዊ ሪፓብሊክ ማላዊ |
1964 | 118,484 | 18,570,321 | 117,5 | ሊሎንግወ | እንግሊዝኛ/ቺቸዋ | |||
6 | ማውሪሸስ ሪፓብሊክ ማውሪሸስ |
1968 | 2040 | 1,348,242 | 652,5 | ፖርት ልዊስ | ማውሪሸሳዊ ክርዮል (ብተግባር) | |||
7 | ማውሪታንያ እስላማዊት ሪፓብሊክ ማውሪታንያ |
1960 | 1,030,700 | 3,677,293 | 3,2 | ንዋክሾት | ዓረብኛ/ፈረንሳይኛ | |||
8 | ማዳጋስካር ሪፓብሊክ ማዳጋስካር |
1960 | 587,041 | 24,430,325 | 31 | ኣንታናናሪቮ | ማላጋስኛ/ፈረንሳይኛ | |||
9 | ሞሮኮ ንግስነት ሞሮኮ |
1956 | 446,550 | 33,655,786 | 73,1 | ራባት | ዓረብኛ/በርበር | |||
10 | ሞዛምቢክ ሪፓብሊክ ሞዛምቢክ |
1975 | 799,380 | 25,930,150 | 24,2 | ማፑቶ | ፖርቱጊዝኛ | |||
11 | ሩዋንዳ ሪፓብሊክ ሩዋንዳ |
1962 | 26,338 | 12,988,423 | 419,8 | ኪጋሊ | ኪኛሩዋንዳ/ፈረንሳይኛ/ እንግሊዝኛ | |||
12 | ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ | 1960 | 622,984 | 5,507,257 | 5,8 | ባንጊ | ሳንጎ/ፈረንሳይኛ | |||
13 | ሪፓብሊክ ኮንጎ | 1960 | 342,000 | 4,852,412 | 10,5 | ብራዛቪል | ፈረንሳይኛ | |||
14 | ሰነጋል ሪፓብሊክ ሰነጋል |
1960 | 196,722 | 14,320,055 | 63,7 | ዳካር | ፈረንሳይኛ | |||
15 | ሱዳን ሪፓብሊክ ሱዳን |
1956 | 1,861,484 | 36,729,501 | 17,7 | ካርቱም | ዓረብኛ/እንግሊዝኛ | |||
16 | ሲሸልስ ሪፓብሊክ ሲሸልስ |
1976 | 455 | 93,186 | 180 | ቪክቶርያ | ሲሸልሳዊ ክርዮል/ፈረንሳይኛ/ እንግሊዝኛ | |||
17 | ሳኦ ቶመን ፕሪንሲፐን ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ሳኦ ቶመን ፕሪንሲፐን |
1975 | 964 | 197,541 | 170 | ሳኦ ቶመ | ፖርቱጊዝኛ | |||
18 | ሴራ ልዮን ሪፓብሊክ ሴራ ልዮን |
1961 | 71,740 | 6,018,888 | 82 | ፍሪታውን | እንግሊዝኛ | |||
19 | ስዋዚላንድ ንግስነት ስዋዚላንድ |
1968 | 17,364 | 1,451,428 | 58,6 | ምባባነ | ስዋዚ/እንግሊዝኛ | |||
20 | ሶማልያ ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ |
1960 | 637,657 | 10,817,354 | 13 | ሞቓድሾ | ሶማልኛ/ዓረብኛ | |||
21 | በኒን ሪፓብሊክ በኒን |
1960 | 112,622 | 10,741,458 | 94,8 | ፖርቶ ኖቮ | ፈረንሳይኛ | |||
22 | ቡርኪና ፋሶ | 1960 | 274,200 | 19,512,533 | 64,1 | ዋጋዱጉ | ፈረንሳይኛ | |||
23 | ብሩንዲ ሪፓብሊክ ብሩንዲ |
1962 | 110,910 | 11,099,298 | 388,6 | ጊተጋ | ኪሩንዲ/ፈረንሳይኛ | |||
24 | ቦትስዋና ሪፓብሊክ ቦትስዋና |
1966 | 581,730 | 2,209,208 | 2.7 | ጋቦሮነ | ጽዋና/እንግሊዝኛ | |||
25 | ቱኒዝያ ሪፓብሊክ ቱኒዝያ |
1956 | 163,610 | 11,134,588 | 61 | ቱኒስ | ዓረብኛ | |||
26 | ታንዛንያ ሕቡር ሪፓብሊክ ታንዛንያ |
1964 | 947,300 | 52,482,726 | 39 | ዶዶማ | ስዋሂሊ/እንግሊዝኛ | |||
27 | ቶጎ ቶጎኣዊት ሪፓብሊክ |
1960 | 56,785 | 7,756,937 | 93 | ሎመ | ፈረንሳይኛ | |||
28 | ኒጀር ሪፓብሊክ ኒጀር |
1960 | 1,267,000 | 18,638,600 | 8.4 | ንያመይ | ፈረንሳይኛ | |||
29 | ናሚብያ ሪፓብሊክ ናሚብያ |
1960 | 824,292 | 2,436,469 | 2,5 | ዊንድሆክ | እንግሊዝኛ | |||
30 | ናይጀርያ ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ናይጀርያ |
1960 | 923,768 | 186,053,386 | 201,3 | ኣቡጃ | እንግሊዝኛ | |||
31 | ኡጋንዳ ሪፓብሊክ ኡጋንዳ |
1962 | 241,038 | 38,319,241 | 144 | ካምፓላ | እንግሊዝኛ/ስዋሂሊ | |||
32 | ኢትዮጵያ ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ |
980 ቅ.ክ. | 1,104,300 | 102,374,044 | 81,5 | ኣዲስ ኣበባ | ኣምሓርኛ | |||
33 | ኢኳቶርያል ጊኒ ሪፓብሊክ ኢኳቶርያል ጊኒ |
1968 | 28,051 | 759,451 | 43,5 | ማላቦ | ስጳንኛ/ፈረንሳይኛ/ ፖርቱጊዝኛ | |||
34 | ኣልጀርያ ህዝባዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኣልጀርያ |
1962 | 2,381,741 | 40,263,711 | 14,6 | ኣልጀርስ | ዓረብኛ/በርበር | |||
35 | ኣንጎላ ሪፓብሊክ ኣንጎላ |
1975 | 1,246,702 | 20,172,332 | 19,4 | ሉዋንዳ | ፖርቱጊዝኛ | |||
36 | ኣይቮሪ ኮስት ሪፓብሊክ ኣይቮሪ ኮስት |
1960 | 322,463 | 23,740,424 | 70.8 | ያሙሱክሮ | ፈረንሳይኛ | |||
37 | ኤርትራ ሃገረ ኤርትራ |
1993 | 117,600 | 5,869,869 | 37 | ኣስመራ | ትግርኛ/ዓረብኛ | |||
38 | ካሜሩን ሪፓብሊክ ካሜሩን |
1960 | 475,440 | 24,360,803 | 34 | ያውንደ | ፈረንሳይኛ/እንግሊዝኛ | |||
39 | ኬንያ ሪፓብሊክ ኬንያ |
1963 | 580,367 | 46,790,758 | 53 | ናይሮቢ | ስዋሂሊ/እንግሊዝኛ | |||
40 | ኬፕ ቨርደ ሪፓብሊክ ኬፕ ቨርደ |
1975 | 4033 | 553,432 | 101 | ፕራያ | ፖርቱጊዝኛ | |||
41 | ኮሞሮስ ሕብረት ኮሞሮስ |
1975 | 2235 | 794,678 | 324 | ሞሮኒ | ኮሞርኛ/ዓረብኛ/ ፈረንሳይኛ | |||
42 | ዚምባብዌ ሪፓብሊክ ዚምባብዌ |
1980 | 390,757 | 14,546,961 | 32 | ሃራረ | እንግሊዝኛ/ሾና | |||
43 | ዛምብያ ሪፓብሊክ ዛምብያ |
1964 | 752,618 | 15,510,711 | 17,2 | ሉሳካ | እንግሊዝኛ | |||
44 | ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ | 1960 | 2,344,858 | 81,331,050 | 30.5 | ኪንሻሳ | ፈረንሳይኛ | |||
45 | ደቡብ ሱዳን ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን |
2011 | 644,329 | 12,530,717 | 13,3 | ጁባ | እንግሊዝኛ | |||
46 | ደቡብ ኣፍሪቃ ሪፓብሊክ ደቡብ ኣፍሪቃ |
1931 | 1,219,090 | 54,300,704 | 40.4 | ፕረቶርያ ኬፕ ታውን ብሉምፎንታይን |
ኣፍሪካንስ/እንግሊዝኛ/ ቋንቋታት ደቡብ ኣፍሪቃ | |||
47 | ጅቡቲ ሪፓብሊክ ጅቡቲ |
1977 | 23,200 | 846,687 | 37,6 | ከተማ ጅቡቲ | ፈረንሳይኛ/ዓረብኛ | |||
48 | ጊኒ ሪፓብሊክ ጊኒ |
1958 | 245,857 | 12,093,349 | 38,5 | ኮናክሪ | ፈረንሳይኛ | |||
49 | ጊኒ-ቢሳው ሪፓብሊክ ጊኒ-ቢሳው |
1974 | 36,125 | 1,759,159 | 50 | ቢሳው | ፖርቱጊዝኛ | |||
50 | ጋምብያ ሪፓብሊክ ጋምብያ |
1965 | 11,300 | 2,009,648 | 132 | ባንጁል | እንግሊዝኛ | |||
51 | ጋቦን ጋቦናዊት ሪፓብሊክ |
1960 | 267,667 | 1,738,541 | 6 | ሊብረቪል | ፈረንሳይኛ | |||
52 | ጋና ሪፓብሊክ ጋና |
1957 | 238,533 | 26,908,262 | 102 | ኣክራ | እንግሊዝኛ | |||
53 | ግብጺ ዓረባዊት ሪፓብሊክ ግብጺ |
1922 | 1,001,450 | 94,666,993 | 87.9 | ካይሮ | ዓረብኛ | |||
54 | ጫድ ሪፓብሊክ ጫድ |
1960 | 1,284,000 | 11,852,462 | 8,7 | ንጃመና | ዓረብኛ/ፈረንሳይኛ | |||
ጠቕላላ | 45,435,700 | 1,187,009,422 | 2,61 |
መወከሲታት
ኣመዓራርይ- ↑ Lua error in ሞድዩል:Citation/CS1 at line 4390: attempt to index field 'date_names' (a nil value).